DegeSelam ደገ-ሰላም
ሰላም ንዓኹም!
እዚ ቻነል "ደገ-ሰላም ፖድካስት" ንመንእሰያት ዝጠቅም ዝበልክዎ፡ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት፡ ባህሊ፡ ጥዕና ኣእምሮን ሕማምን፡ ምሁራን ሰብ ሞያ፡ በብግዚኡ እንዳዓደምኩ ከቕርብ እየ። ከምኡ'ውን ናይ ቀጥታ ቃለ-መሕትት ከቕርብ እየ።
ኣብዚ ፖድካስት/ቻነል ዝተፈላለየ ሓሳብ ልክዕ ከምዚ ኣብዚ ቪድዮ ገሊጸዮ ዘለኹ፣ ኣገዳሲ ዝበልክዎ ኣርእስታት እንዳምጻእኩ ሓቢርና ክንመሃርን ክንጥቀምን የዕዚዘ ክሰርሕ ሙዃነይ ቃል የኣቱ።
ንዘለኩም ርእይቶን፥ ሓሳባትን ድማ በዚ ኣብ ታሕታ ዘሎ ኢመይል ክትረኽቡኒ ትኽእሉ ኢኹም።
degeselampodcast@gmail.com
Follow this podcast
Copy the RSS feed and paste it into your podcast app
Find us on social media